Yoha Media ናይ ኢንፎርመሽን ቴክኖሎጂ (Information Technology) መደባት ዘቕርብ ኮይኑ፡ ንመንእሰያት ክጠቅምን፣ ከስተምህርን፣ ክሕብርን፣ ከማዕብልን ዝጉስጉስ ናይ ፌስቡክ ፔጅ`ዩ። ቀንዲ ተልእኾ ናይ`ዚ ፔጅ፡ ነዚ ሓድሽ ወለዶ መንእሰይ : ነዚ ኣብ ዓለምና ዘሎ ናይ ኢንፎርመሽን ቴክኖሎጂ ምዕባለ ዝተፈላለየ ትምህርታዊ ሓበሬታ ንምቕሳም'ዩ ።